ኣብ ሓደጋ ግዜ
ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ናይ ሓደጋ ግዜታት ንሓገዝ ኣብዚ ይርከብ:
- ህጹጽ ጻውዒት ፖሊስ (24h)፣ ተሌ. 112 ወይ 117፣ www.polizei.bl.ch
- መዕቆቢ ደቂ ኣንስትዮ beider Basel (24h)፣ ተሌ. 061 681 66 33፣ www.frauenhaus-basel.ch
- ኣብ ዞባ Basel ዝርከብ መዕቆቢ ደቂ ኣንስትዮ ሰራዊት ድሕነት (Heilsarmee Frauenhaus) (24 ሰዓታት) ስልኪ 061 302 85 15, www.heilsarmee.ch/angebot/frauenhaus-heilsarmee
- ማእከል ጻውዒት ህጹጽ ሕክምና (24h)፣ ተሌ. 061 261 15 15፣ www.mnzbasel.ch
- ክፍልታት ህጹጽ ረድኤት ኣብ ካንቶንስፒታል Baselላንድ (Liestal, Laufen, Bruderholz), www.ksbl.ch/notfall
- እንዳ ስነ-ኣእምሮ Baselላንድ (24h)፣ ተሌ. 061 553 56 56፣ www.pbl.ch/notfall